Overblog
Edit post Follow this blog Administration + Create my blog
ተስፋሎምንጽባሕን

ECDM

  1. ሲቪክ ሃገርነት፣ መሰረታዊ መለለዪ ሲቪክ ሃገርነት በዞም ዝስዕቡ ቀንዲ ረቛሒታት ይፍለጥ፣- 1. ፖለቲካዊ ቅቡልነት (legitmacy) ናይ ደውላ ካብ ንጡፍ ተሰትፎ መላእ ዜጋታት ናይ እታ ሃገር ይምንጩ። 2. ሲቪክ ሃገር – ኤትኒካዊ ሃይማኖታዊ ወይ ዓሌታዊ መብቆሎም ብዘየገድስ ንኩሎም ዜጋታት ሃገር የጠቓልል። 3. ሲቪክ ሃገር – ብሓርበይናዊ ክብርታት ዝተጠምረ ማሕበረ-ሰብ ናይ ማዕረ ዜጋታት እዩ። 4. ሲቪክ ሃገር ዲሞክራስያዊ ስርዓት ዘለዎ ሃገር ኮይኑ ንኩሎም ዜጋታቱ ልዑላውነት የልብስ። 5. ሲቪክ ሃገር ናይ ሕግን ፖለቲካዊ ተሳትፎን መስርሕ ምሕጋግን መሳርዕ-ስራሕ ብምፍጣር፣ ኣብ ሃገር ንዘጋጥሙ ፍልልይትን ጸገማትን ንምፍታሕ ዘኽእል መሓውራት ኣለዎ። 6. ሲቪክ ሃገር ንዉልቃዊ ዜጋ መሰል መሰረታዊ ሓርነት’ዩ፣ ንብነጻ ዝፍጠር ጉጅለታትን ኣካላትን መሰል ናይ ምስስይ ሕቶ እዩ።
Share this post
Repost0
To be informed of the latest articles, subscribe:
Comment on this post